Skip to content Skip to footer
ንገብሮም ንጥፈታት

ማሕበረሰብ ገዛና

ገዛና ከም ትርጉም ናይ ሽማ ንኤርትራውያን ኣብ ኔዘርላንድ ንነብር ከም ካልአይቲ ገዛና ክትከውን ዝተኸፍተ እዩ።  ከም ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታትን መደባትን ብምድላው ንነበርቲ ሮተርዳምን ኤርትራውያን  ተረኣ ብ ዓቢ ኣበርክቶ ትጻወት። 

ሓደ ሓደ ንገብሮም ንጥፈታት ንምጥቃስ ዝኣክል ማሕበራዊ ንጥፈታት ንኣብነት ስፖርት፡ናይ ስራሕ ዕድል፡ትምህርትንወ.ዘ.ተ።

ኣብ ታሕቲ ብምጥዋቕ ተጠቂሱ ዘሎ ንጥፈታት ክትርእዩ ትክእሉ።

ናይ ዕድላት መድረኽ

ክትሕግዝ/ዚ ደሊኻ/ኺ ኣብ ማሕበረሰብ ገዛና፣

ይከኣል`ዩ ፣ ኣብ`ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣዝዩ ጽዑቕ ስራሕ ንርከብ ` ንዝያዳ ዕድላት ንምፍጣር`
ነዚ ንምግባር ከኣ እቲ ኣገዳሲ ሓይሊ ሰብን ሓድሽ ሓሳባትን የድልዩ። ክትሕግዝ/ዚ ተደሊኻ/ኺ ኣብ`ዚ ተመዝገብ/ቢ። ድሕሪ ምዝገባ ክንድውለልኩም ወይ ኢመይል ክንልእኸልኩም ኢና። 

Go To Top