ገዛና ከም ትርጉም ናይ ሽማ ንኤርትራውያን ኣብ ኔዘርላንድ ንነብር ከም ካልአይቲ ገዛና ክትከውን ዝተኸፍተ እዩ። ከም ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታትን መደባትን ብምድላው ንነበርቲ ሮተርዳምን ኤርትራውያን ተረኣ ብ ዓቢ ኣበርክቶ ትጻወት።
ሓደ ሓደ ንገብሮም ንጥፈታት ንምጥቃስ ዝኣክል ማሕበራዊ ንጥፈታት ንኣብነት ስፖርት፡ናይ ስራሕ ዕድል፡ትምህርትንወ.ዘ.ተ።
ኣብ ታሕቲ ብምጥዋቕ ተጠቂሱ ዘሎ ንጥፈታት ክትርእዩ ትክእሉ።
ይከኣል`ዩ ፣ ኣብ`ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣዝዩ ጽዑቕ ስራሕ ንርከብ ` ንዝያዳ ዕድላት ንምፍጣር`
ነዚ ንምግባር ከኣ እቲ ኣገዳሲ ሓይሊ ሰብን ሓድሽ ሓሳባትን የድልዩ። ክትሕግዝ/ዚ ተደሊኻ/ኺ ኣብ`ዚ ተመዝገብ/ቢ። ድሕሪ ምዝገባ ክንድውለልኩም ወይ ኢመይል ክንልእኸልኩም ኢና።